ትካል ሮያል ሶሳይቲ ንዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ንዘርኣይዎ ጠንካራ መሪሕነት ሽልማት ኣበርኪቱ፡፡ ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ኣፈፃፅማ ስርሖም የርእይዎ ብዘለዉ ብቅዓት ሮያል ሶሳይቲ ዝተብሃለ ትካል ሽልማት ክብሪ ከምዘበርከተሎም እቲ ትካል ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ትካል...
ህዝቢ ትግራይ ገጢምዎ ዘሎ መድርኽ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ መድርኽ መስዋእትን ፅንዓትን፣ መድረኽ ሓቦን ውፍይነትን፣ መድርኽ ጥበብን ብልሕን ዝጠልብ ፀበባ መድረኽ እዩ፡፡ ወረርትን ፋሽስታውያንን ኣእላፍ ዘራያትን መሻርክትን ኣተኣኻኺቦም ንህዝቢ ትግራይ ከጥፍኡ ለይትን ቀትርን ድቃስ ስኢኖምስ ኩሉ ናይ ጥፍኣት ተግባር...
ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ምስ ሃፍታም ኣረይቲ ሃፍቲ ነዳዲ ሃገራት ዓረብ ብመንገዲ ቀይሕ ባሕርን ወደብ ባብ ኤልመንደብ ዝራኸብ መስመር እዩ፡፡ እዘን ሃፍታም ሃገራት ምስ ሃገራት ምዕራብ ቁጠባዊ ርክብ ዝፍፅማሉ እዉን እዩ። በዚ እውን ዓመታዊ 700 ቢልዮን ዶላር ኣሜሪካ ዝግመት ልውውጥ...
ህላወ ትግራይን ደቃን ምስ ዝረጋገፅ ህላወ ስድራና ዝረጋገፅ ምዃኑ ብምእማን እየ ደቀይ ሒዘ ዝቃለስ ዘለኹ - ተጋዳላይ ሓጎስ ገ/ሚካኤል ----ተጋዳላይ ሓጎስ ገ/ሚካኤል ነባሪ ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት እዩ፡፡ ተጋዳላይ ሓጎስ ከም ዕድል ኮይኑ ከምቲ ኣብዝሓ ደቒ ትግራይ ካብ ምድምሳስ ስርዓት...
ብሽርሕን ምጭብርባርን ስልጣን ዝጨበጠ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ን27 ዓመታት ዝተዋህለለ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ኣጒዱ ኣብዚ ሕዚ እዋን ቁጠባዊን ዲፕሎማሲያውን ሓደጋ ከም ዝገጠሞ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ንዝሓለፉ 27 ዓመታት ኢትዮጵያ ወኒናቶ ዝፀንሐት ማሕበረ-ቁጠባዊን ፖለቲካዊን ለውጢ ንቑልቁል ተደፊኡ ምህላዉ ዝተፈላለዩ መረዳእታታት...
ብሰንኪ ክባን ዕፅዋን ካብ ማእቶት ወፃኢ ንዘበናት ተንከራቲተን ሰሪሐን ዘጥረይኦ ሃፍትን ንብረትን ብሰንኪ ክባን ዕፅዋን ካብ ማእቶት ወፃኢ ኮይኑ ብጥምየትን ሕማምን ይሳቐያ ከምዘለዋ ነባሪት ከተማ ኩሓ ወይዘሮ ፅጌ ገብረሂወት ገሊፀን፡፡ወ/ሮ ፅጌ ገብረሂወት ናብ ስደት ወፂአን ሰሪሐን ብዝረኸብኦ ገንዘብ ኣብ...
ኣብ ሞንጎ ህዝቢ ዓፋርን ህዝቢ ትግራይን ዝፀንሐ ርክብ ብምጉልባት ኣብ መዳዉብቲ ጣብያታት ዝፍጠሩ ግዝያዉን ቀለልትን ጎንፅታት ንምእላይ ኣበርቲዖም ከም ዝሰርሑ ኣቦ ገረባትን ዓበይቲ ዓድን ጎረባብቲ ክልቲኡ ህዝብታት ገሊፆ፡፡ህዝብታት ዓፋርን ትግራይን በብእዋኑ ንዘጋጥሞም ሓበራዊ ፀላኢ ብሓባር ብምምካት ንዘመናት ዝዘለቐ ጠንካራ...
ብሽርሕን ምጭብርባርን ስልጣን ዝጨበጠ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ን27 ዓመታት ዝተዋህለለ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ኣጒዱ ኣብዚ ሕዚ እዋን ቁጠባዊን ዲፕሎማሲያውን ሓደጋ ከም ዝገጠሞ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ንዝሓለፉ 27 ዓመታት ኢትዮጵያ ወኒናቶ ዝፀንሐት ማሕበረ-ቁጠባዊን ፖለቲካዊን ለውጢ ንቑልቁል ተደፊኡ ምህላዉ ዝተፈላለዩ መረዳእታታት...
ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ካብ ኣብራኽ ህዝቢ ትግራይ ዝፈረዩን ንስለ እዛ ሃገር ኢሎም ዕድመ ልክዖም ዝተቃለሱ ትግራዎት ኣብ ክንዲ ክብርን ምስጋናን ኮነ ተባሂሉ ብጉጅለ ፋሽሽት ኣቢይን መላፍንቱን ክቕተሉ ክግበር ፀኒሑ እዩ ዝበሉ ነበርቲ ከተማ ዓድግራት መቕተልቲ ሜጀር ጀነራል ገብረመድህን ፍቓዱ...
---- ኣተሓሳስባ ደቂ ሰባት ንምዕባይ ዝሰርሕ ትካል ኣሊፍ ሸዋል ዒድ ምኽንያት ብምግባር ምርኢት ኪነ ጥበብ ኣሳሊጡ። ብሰንኪ ፋሽስታውያንን መሻርክቶምን ዘራያት ኣተኣኻኪቦም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ #ትግራይ ዘካየድዎ ቅሉዕ ወራር ፣ ብርክት ዝበለ ማሕበረሰብ ንስነ-ልቦናዊ ፣ ማሕበራውን ኢኮኖምያውን ማህሰይቲ ተቓሊዑ እዩ። ማሕበረሰብ ኣጋጢምዎ...