ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዴቪድ ሳተርፊልድ ካብ 5 ሚያዝያ 2014 ዓ/ም ጀሚሮም ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዘካይዱ ተገሊፁ፡፡ብተመሳሳሊ ዜና ምኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ ኣመልኪቶም ምስ ላዕለዋይ ሓላፊ ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ...
ኣሜሪካ ፣ እንግሊዝን ሕብረት ኣውሮፓን ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣፅዋርን ፋይናንሳዊ ደገፍን ከይረክብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ነባር ዲፕሎማት ኣሜሪካ ስቲቭ ኤንደርሰን ፀዊዖም፡፡ ኣሜሪካ ዘርቀቐቶም ሕግታት ኤስ - 3199ን ኤችኣር - 6600ን ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ክፍጠር ዝሕግዙ ማዕቐባት ብምዃኖም ብህፁፅ ተግባራዊ...
ሕዱርን ዘይመትከላዉን ሕልሞም ንምስኻዕ መዝረ ፈጢሮም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘይዛረየ ጀኖሳይድ ንዝፍፅሙ ዘለዉ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኮኑ ፋሽስታውያንን ወረርትን ሓይልታት ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ መንእሰይ ትግራይ ብዝሰመረ ሓዲነቱ ተወዲቡ ክቃለሶም ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጋዜጠኝነት ትግራይ ገሊፆም፡፡ እቶም ሰብ...
ኣብ ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ቅድሚ ሸሞንተ ዓመታት ተመስሪቱ። ዓመታዊ ልዕሊ 150 ሽሕ ተሓከምቲ እውን ከገልግል ፀኒሑ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ግና ብዕሱብ ሰራዊት ኤርትራ ሙሉእ ብሙሉእ ከም ዝዓነወ ግዝያዊ እቲ መተሓባበሪ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ተኽላይ ገብረመድህን ገሊፆም። ሚልዮናት ቅርሺ...
ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ኣብ ዝኸፍአ ዓፀባ ከምዝርከቡ ገሊፆም::ብሰንኪ ፋሽስታውያንን መሻርክቶምን ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከቡ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ቀፃሊ ዝኾነ ክባን ዕፅዋን ንዝከፍአ ጥሜት ከምዝተሳጥሑን ፀገማቶም ካብ...
ሬሳ ብምስራቕ ዝተጀመረ ክሕደት ሕዚ እውን መረዳእታ ንምስዋር ኣዕፅምቲ ተጋሩ ይፈሓር ከምዘሎ ነበርቲ ማይካድራ ገሊፆም፡፡ ተሓለቅቲ ሰብአዊ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይት ዎችን ኣብ ልዕሊ ነበርቲ ምዕራብ ትግራይ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል፣ ገበን ኲናትን ምፅራይ ዓሌትን ተፈፂሙ እዩ ኢሎም ዘውፅእዎ...
ውድብ ፌደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ (ኦፌኮ) ገበቲ ሓይልታት ኣምሓራ ኣብ ኦሮምያ ዘካይድዎ ዘለዉ ወራር ጠጠው ከብሉን ካብቲ ክልል ክወፁን ፀዊዑ፡፡ኦፌኮ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞ ዝኣወጆ ኲናት ብምቁራፅ ናብ ልዝብ ክመፅእ ከምዘለዎን ገበቲ ሓይልታት ኣምሓራ ኣብ...
“ሕዚ ኣነ ንልደተይ ውህብቶ ባንቡላ ኣይደልን ኣነ ኣብ ዓደይ ትግራይ ብዓፀባ ዝሳቐ ዘሎ ህዝበይ በሊዑ ክፀግብ ማሕበረሰብ ዓለም ሰብኣዊ ሓገዘ ክገብረሉ እየ ዝደሊ” ---ሓንቲ ኣብ ኣሜሪካ እትነበር ትግረወይቲ ህፃን፡፡ ሪኢቶታት ደንበ ማሕበራዊ ሚድያ ጃክ ታፔር ዝተብሃለ ጋዜጠኛ ሲኤንኤን ኣብ ዩክሬን ካርኪቭ...
ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይድ ህዝቢ ዓለም ብዝግባእ ከይፈለጦ ከምዝፀንሐ ላዕለዎት ሰብ ሞያ መፅናዕቲ ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል ሂይማን ራይትስ ዎችን ሓቢሮም፡፡ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይትስ ዎችን ኣብ ምዕራብ ትግራይ ብሰራዊት ፋሺስት ኣብይ ኣሕመድ፣ገባቲ ሓይሊ ኣምሓራን ኣራዊት ሰራዊት ኤርትራን ዝበፅሐ ግፍዒ መሰረት...
ሰራዊት ትግራይ ብፋሽስታዉያን ፀላእቲ ዝባደመ መሬትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ንምምላስን ንምዕቃብን ምስ ህዝቢ ዝተዋደደ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን የሳልጥ ከምዘሎ ኣመራርሓን ኣባላትን እቲ ሰራዊት ገሊፆም፡፡ነበርቲ ወረዳ ቀይሕ ተኽሊ ብወገኖም ሰራዊት ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ዘርእዮ ዘሎ ተግባራዊ...