እዋናዊ ዜና ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ

ልፍንታውያን ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ሙሉእ ብሙሉእ ንምፅናት ዓሊሞም  ብኩሎም ግንባራት ዝጀመርዎ መጠነ ሰፊሕ ወራር ብልዑል ፅንዓትን መስተንክራዊ ጅግንነትን ሓየት ሰራዊትና ይምከት ኣሎ። ልፍንታውያን ፀላእቲ ንፃውዒት...

ምስናድ ታሪኽን ጀግንነትን ትግራይ

ወርቃዊ ታሪኽን ጀግንነትን ህዝቢ ትግራይ ብዝግባእ ብምስናድን ብምዕቃብን ናብ መፃኢ ወለዶታት ክስጋገር ኣለዎ፡፡ ጀግንነትን ፅንዓትን ክፍለ ሰራዊት ሰዓረ ትዝንትው “መፅሓፍ ቅያ 30” ብዝብል ርእሲ ብክፍለ...

ዋዕላ ማሕበር ሰብ ሞያ ቴክኖሎጂ፣ሓበሬታን ርክብን ትግራይ

ብጀኖሳይዳዊ ኲናት ተጎዲኣ ዘላ ትግራይ ዳግም ንምህናጽ ተዓጻጻፊ መስርሕ ቴክኖሎጅን ርክብን ምዝርጋሕ ወሳኒ ከምዝኾነ ሓላፊት ሴክረታርያት ሳይንስን ቴክኖሎጅን ምህዞን ስልጠናን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶ/ር...
Google search engine
Google search engine

ምክልኻል ዓፀባ

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፍፀም ዘሎ ዕፅዋን ክባን ንምክልካል ኣካል መፍትሒ ፀገም ኮይኑ ዘገልግል ዘሎ ስራሕቲ መስኖ ዘለካ መሬትን ጠብታ ማይን ኣብ ረብሓ ብምውዓል...

ዜና ትግርኛ – ቀትሪ ሰዓት 6፡30 – 18 ጥሪ 2017 ዓ/ም

https://youtube.com/live/2GjDiRYYqug

STAY CONNECTED

0FansLike
3,912FollowersFollow
0SubscribersSubscribe

FEATURED

MOST POPULAR

ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ዓለም ለኸ ትካላት...

ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ዝበፀሐ ሰብኣውን ንዋታውን ዕንወት ናብ ንቡር ንምምላስ ዝተዋደደ ስራሕቲ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ከምዝጠልብ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ...

LATEST REVIEWS

ምምላእ ናውቲ ምርምር ሕክምና ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ

ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ብልዕሊ 20 ሚልየን ብር ዝዓደጎም ናውቲ ሕክምና ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ኣረኪቡ። ነቲ ናውቲ ሕክምና ዘረከቡ ኣብቲ ኢንስቲትዩት ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር...
Google search engine

LATEST ARTICLES